ጆ ባይደን

ፕረዚደንት ኣሜሪካ
(ካብ «Joseph Robinette Biden Jr.» ተሰጋጊሩ)

ጆሴፍ ሮቢነት ባይደን ጁንየር (ብእንግሊዝኛ፦ Joseph Robinette Biden Jr.፣ ኣብ ስክራንቶንፔንሲልቫንያ፣ 20 ሕዳር 1942 ተወልደ)፣ ከም ጆ ባይደን ብዝሓሸ ዝፍለጥ፣ ኣመሪካዊ ፖለቲከኛ ከምኡውን ናይ ሕቡራት መንግስታት ፕረዚደንት እዩ።