ኔዘርላንድ
ዝዓበየት ቅዋማዊት ሃገር ንግስነት ኔዘርላንድ፣ ብቐንዱ ኣብ ኤውሮጳ እትርከብ
ኔዘርላንድ (ብዳች፦ Nederland፣ ኣደማምጻ ብዳች፦ /ኔደርላንድ/ (
ስማዕ))፣ ምስ ደሴታት ኣሩባ፣ ኩራሳውን ሲንት ማርተንን ብሓባር ንግስነት ኔዘርላንድ ይምስረታ፣ ካብ ኣርባዕቲኤን ዝዓበየት ቅዋማዊት ሃገር እያ። ኔዘርላንድ ኣባል ኤውሮጳዊ ሕብረት እያ።
| ኔዘርላንድ Nederland | ||||
|---|---|---|---|---|
| ቅዋማዊት ሃገር ንግስነት ኔዘርላንድ | ||||
| ||||
|
ጭርሖ፦ Ik zal handhaven (ብዳች፦ «ክዕቅብ እየ») | ||||
|
መዝሙር፦ ዊልሄልመስ (ብዳች፦ «ዊልያም») | ||||
|
| ||||
| መስተማእዛኒታት | 52°19′00″ሰ 5°33′00″ምብ / 52.316666666667, 5.55 | |||
| ርእሰ ከተማ | ኣምስተርዳም [1] | |||
| ወግዓዊ ቋንቋ | ዳች [2] | |||
| ኣካል | ቅዋማዊት ሃገር ንግስነት ኔዘርላንድ | |||
| • ሃገር |
| |||
| ንጉስ ቀዳማይ ሚኒስተር |
ዊለም ኣለክሳንደር ማርክ ሩተ | |||
| ስፍሓት | ||||
| • ጠቕላላ | 41,543 ትርብዒት ኪ.ሜ. | |||
| • ማይ | 18,41 % ትርብዒት ኪ.ሜ. | |||
| ብዝሒ ህዝቢ (2021) | ||||
| • ጠቕላላ | 17,668,400 ተቐመጥቲ | |||
| • ጻዕቂ | 415,6 ተቐመጥቲ/ትርብዒት ኪ.ሜ. | |||
| ስም ተቐመጥቲ | ኔዘርላንዳዊ/ -ት | |||
| ባጤራ | ዩሮ (€፣ EUR) | |||
| ዞባ ግዜ | UTC+01:00፣ UTC+02:00፣ Atlantic Time Zone፣ Central European Time y Europe/Amsterdam | |||
| • ኣብ ክረምቲ | ግ.ክ.ኤ. (UTC +2:00) | |||
| ተለፎናዊ ቅድመ ጥብቆ | +31፣ +599 | |||
| ኮድ ኣይሶ | 528 / NLD / NL | |||
| ዓውዲ ኢንተርነት | .nl | |||
|
ኣባል ናይ፦ | ||||
እታ ሃገር መብዛሕትኡ ግዜ ከም ሆላንድ ተባሂላ እያ እትፍለጥ፣ ምኽንያቱ ስም እቲ ኣዝዩ ጸላዊ ወይ ኣገዳሲ ታሪኻዊ ዞባኣ፣ ኣብ ምዕራባዊ ክፋል እታ ሃገር ዝርከብ።