ቁጽሪ
(ካብ «ቍጽሪ» ተሰጋጊሩ)
ቁጽሪ እዩ ሕሳባዊ ነገር ኔሩ ናብ ፍቕዲ, መስፈር , ድማ ምልክት. nኣብነት, 1,2,3,4,5.
| 0123456789 | |
|---|---|
ሓደ - ትሽዓተ
ኣመዓራርይዓሰርተ - ቴስዓ
ኣመዓራርይዓሰርተ ሓደ - ቴስዓ ትሽዓተን
ኣመዓራርይ| 11 | ፲፩ | ዓሰርተ ሓደ |
| 12 | ፲፪ | ዓሰርተ ክልተ |
| 13 | ፲፫ | ዓሰርተ ሰለስተ |
| 14 | ፲፬ | ዓሰርተ ኣርባዕተ |
| 15 | ፲፭ | ዓሰርተ ሓሙሽተ |
| 16 | ፲፮ | ዓሰርተ ሹዱሽተ |
| 17 | ፲፯ | ዓሰርተ ሸውዓተ |
| 18 | ፲፰ | ዓሰርተ ሾመንተ |
| 19 | ፲፱ | ዓሰርተ ትሽዓተ |
| 21 | ፳፩ | ዕስራን ሓደን |
| 22 | ፳፪ | ዕስራን ክልተን |
| 23 | ፳፫ | ዕስራን ሰለስተን እዩ |
| 24 | ፳፬ | ዕስራን ኣርባዕተን እዩ |
| 25 | ፳፭ | ዕስራን ሓሙሽተን |