ቀይሕ ራዕዲ ኣብ መንጎ 1917ን 1922ን ብመሪሕነት ለኒን ኣብ ምብራቓዊ ኤውሮጳ ብቦልሸቪክ ኮሚኒስት ፓርቲ ዝተኻየደ ናይ ጃምላዊ ፖለቲካዊ ዓፈና ተግባር እዩ [1]።
ድሒሩ ስታሊን ተመሳሳሊ ተግባር ደገመ፣ ብኣዝዩ ዝዓበየ ደረጃ ጥራይ።